39 thoughts on “Eritrean Interview with great Artist Awel Sied Part 1- RBL TV

  1. https://youtu.be/OJC1sCnoZJI
    ሰላም ዝኸበርኩም ትዓዘብትና ብትህቢና ዘለኹም ሞራልን ደገፍን እንዳ ኣመስገና መታን ንዓኹም ምሃርትን ኣዘናጋዕትን መደባት ክንዝርግሕ Subscribe ብምግባር ወትሩ ክትድግፉና ንላቦ
    Inerview ምስ ፕሮፍሽናል ተቐዳዳማይ ብስግለታ ናትናኤል ብርሃነ
    https://youtu.be/OJC1sCnoZJI

  2. Awel kem shimu awel kabtom zednqom abi snetbebeniga nic zwexeka yeblkan (drset)( tewasay)( getamay) bhaxiru ajoka

  3. ሞባይል ቴለፎን ኣብ ኤርትራ ዝጀመረሉ ግዜ እዩ ፡ ሓንቲ ኣደ ወደን ሞባይል ይገዛለን፡ ከመይ ጌረን ከም ዝድዉላን ዝቕበላን ዉን የርእየን፡ ሓደ መዓልቲ ንግሆ ይድወለን እሞ ትቕብል ኣቢለን መን ክብል ይብላ " ኣነ እየ ቀሺ ** " ይብለን ካብኡ ወዮ ኣደ እንታይ ይብላ " ዋይ ኣባ ቐሺ ዘንጊዔ እንድየ ጋግየኩም ኢለን ነዛ ተለፎን ትስልም ትስልም ስዕም ስዕም ኣቢለንኣ ዘረብኣን ቀጺለን ንብለኩም። ኣወል ስዒድ ኣብ ምድረ ገነት ናሻሂ ፊት city park ምስ ካልኦት ኮይኑ ዋዛ ናዕለለ ከሎ ድሰማዕክዋ እያ

  4. Love you so much Aweley 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💋👄💋👄💋👄💋👄💋👍🇬🇧🇪🇷

  5. ዓሕ ደቂ ኣስመራ ሽኮራት ካባኹምዶ ይፍለ ኣብዝኸድካ ኬድካስ ከማኹም ኣይርከብንዪ ኣወለይ ሺኮር ጠስፋልደት ጋዜጠኛ ሺኮር imiss you ደቂ ኣስሚረይ መዐረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  6. ከይቅርታ ጋር ጋዘጠኛ ቃለ መጠይቅ ስታደርግ ትክክለኛውን የትግርኛ ቓንቓ ብትጠቀም ብየ እላለሁ በመሃል የምታስገባቸው ያልገቡኝ ( ያልተረዱኝ ) ቃላቲች ስላሉ ነው: : ኣመሰግናልሁ::

  7. ኣወል ትዛረቦ መሪት ኣይወድቅን እዩ ሰብኣይ ሃበትም እና ታርክ ኣለና

  8. ata ezi awelsi mesarhti isseyas wedi cherqi u elomo kemta zfetwo zneberku tseliayo aleku kab lomi ndehar

  9. ዋውውውው ኣወሊኖ ሰባይ ብክሉ ነገርካ ውዱእ ኢካ ።
    ጋዘጤኛ ውን ንፉእ ግን ኣማን ሓምድ(ባድሻ)
    & ኣብራር ዓውደልቡሃብ እባ ኣቅርበልና

  10. Wawwww awel shkorrr mara des tbel sorry gen eti ab edika zolo hanxamanxa anes ay fetkuwon tenqalay amslika

  11. Awel sEid btaemi nifi e artisti eika so edmen tenan yehabka hmak gzye kketl aymetsen eyu keteazazb ebet artisti nay hagerna bseki resah sr at hkdef teshekrurkum ktzarebun btaemi eyu zehrk

  12. I really appreciate you tesfaldet hawey neti hebu alemaz tebeb zemxakalna betami sehabi zekon interview I really love u aweley keep it up

  13. ●ተስፍኣለም ገብረስላሴ(ጫረ) ኣብ ዝሓለፉ 5 ዓመታት ብስም "ሃገራዊ ድሕነት" እትብሃል ናይ ፈይስቡክ ገጽ ዝፍለጥ ዝነበረ፡ ሕጂ ዲኣክቲቭ ገይርዋ ዘሎ፡ ኣብ ሳዋ ኣዳላዊ መጽሔት "ተዓጠቕ" ዝነበረ፡ ሓደ ካብ ኣባላት ሚኒ/ዜና ኮይኑ፡ኩሉና ንፈልጦ ባርያ ውልቀ መላኺ ኮይኑ ኣንጻር ብዙሓት ሰራሕተኛታት ሚኒ/ዜና ዝሰርሕ ዕሱብ እዩ።

    ●ኣዲብ ዓብዱ ጋዜጠኛ(13 ዙርያ)(Eri-Tv)ካድር ምስ ጋዜጠኛ ሚኪኤል ተኽላይ(9ይ ዙርያ)፡(ደበሳይ ወልዱ ወሲካ ገዛ ስንኩላን ወሲዶም ዘለዉ እዮም) ኣቢብ ሓይልኣብ ገጣማይ እዩ።ሃብቶም ተወልደ(ሃፋ)' ውን ገጣማይ ኮይኑ፡ ሓው ስነ-ጥበባዊ ዮናታን ተወልደ(ታንታን) እዩ።ኣብዚ ቀረባ እዋን ዝተዓወታ ግጥምታት ድም ቃልኣብ ተወልደመድህን ዝዓየየ እዩ።በዚ ኣጋጣሚ ሓው ዮናታን ተወልደ (ታንታን) ፡ እዚ ዝብሃል ዘሎ ሰሚዒኻ ዓገብ በል። ህዝቢ ኤርትራ ይብደል ኣሎ።

    ●ፍስሃየ ወርቅነህ(ፍሽ) "ኣይትተሃመል" ንትብል ደርፊ ኢሰይያስ (ሃለቃ)ን ደቂ ዮሃንስን ስእሊ ሰሪሑ ዝኣለየን፡ ብሞት ኤርትራውያን ዝተላገጸ ተበላጺ ሰብ እዩ። እዛ ደርፊ ብዙሕ ግዜ ኣብ ስእሊ ጸገም ከምዘለዎ ደረፍታ እኳ እንተተዛረቡ፡ ደፊሮም ፍስሃየ ወርቅነህ ክብሉ ግን ኣይክኣሉን።ግጥሚ ናይዚ'ኣ ተስፋኣለም ገብረስላሴ(ጫረ) ኣብ ላዕሊ ተሰምዩ ዘሎ እዩ ሰሪሒዋ።

    ●መስፍን ገብርህይወት ሓው ዶር ምስማይ ገብርህይወት ኮይኑ፡ ኣዳላዊ መጽሔት "መንእሰይ" እዩ።መስፍን ንውሕ ዝበለ ዓመታት ኣብ ትሕቲ ሃማመተኤ ዝዓየየ፡ቀንዲ ካድር ናይ ህግደፍ እዩ። ኣዳላዊ ጋዜጣ ትርግታ ዝነበረ፡መርዓ ዝሓረሞ ኣብ ዕድመ 50ታት ዝረገጸ ሰብ እዩ።

    ●ወዲ-ኳዳ ኣብ ፈይስቡክ መዓልታዊ ኣሎ። ግዳ ዝስሕብ መደብ ከምጽእ ብዘይምክኣሉ፡ስዓቢ ኣይረኸበን።ኣወል ስዒድ፡ ኢስቕ ወዲ ገሬ ውን ዝንጸባርቕ ንጥፈታት እኳ ተዘይብሎም፡ ኣብ ገለ-ገለ ውዳቤ ከምዝነጥፉ ግን ሓበሬታ ኣሎኒ። ስኣላይ ዓወት ስዩም ኣብ ስዊዝ'ዩ ዝነብር ብወገነይ ዝፈልጦ የብለይን።

    ●ደበሳይ ወልዱ ካብ ዞባ ደቡብ ን/ዞባ ዱባርዋ፡ ኣብ ደቀምሓረን ኣስመራ ሓፈሻዊ ዝተመሃረ፡ ኣባል 9ይ ዙርያ ሃገራዊ ኣገልጉሎት፡ባይቶ ዞባ ማእከል ፡ብዓል ሓዳርን ኣቦ 5ቆልዑን እዩ። ኣቶ ደበሳይ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ሓጺር ኮርስ ብምውሳድ ናብ ሞያ ጋዜጠኛ ኣብ ፈለማ ናጽነት ዝመጸ ኮይኑ፡ኣብ ቀጠር መደበር ዜና ኣልጀዚራ'ውን ሓጺር ኮርስ ዝወሰደ እዩ። እዚ ብዝለዎ ፍሉይ ናይ ስነ-ጥበብ ክእለት ኣብ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ፡ኤሪ ቲቪ ንኲነተ ህላወ ህዝቢ ኤርትራ መዝሚዙ ናይ ኣእምሮ ጸወታ ዝጻወት ዓርኪ ደራሲ ሰሎሙን ድራር እዩ። (ቀዳም ቀዳም ዝቀርብ ስድራ ምስ ሰሎሙን ድራር የቅርብዎ ነይሮም፡ ኣብኡ ዝመሓላለፍ መልእክቲ ኣስተውዕል)ደበሳይ ሓደ ካብ ዓበይቲ ካድራት ህግደፍ ኮይኑ፡ ኣብ ምእሳር ጋዜኛታት ሬድዮ ባና ዝልዓለ ግደ ካብ ዝነበሮ ዓርኪ ዓሊ ዓብዱ ነበር እዩ።

    ብሓፈሻ ብዙሓት ስነ-ጥበባውያን ፡ስሞም ኣብዚ ዘይተሰመየ፡ኣድላዩ እንተኮይኑ'ውን ምስ ዝገብርዎ ዘለዉ ንጥፈታት ክነቃልዖም ዝክእል፡ነዚ ፖሎቲካዊ ንቅሓቱ ዛይዱ ዘሎ መንእሰይ ጅሆ ንምሓዝ ፡ ብዝተወደበ መልክዑ ካብ ኣስመራ ኣብ ፈይስቡክ ብምውፋር ኣብ ጽዑቕ ስራሕ ምህላዎም ኩሉና በጽሒናዮ ኣሎና። ንሕና ግን ወይከ ምንቅ። ሎሚ ኩሉ ሰብ ሓሊፍዎም እዩ።ነብሶም ምበር ነብስና ከዐሽዉ ኣይክእሉን።

    ኣብዚ'ኣ ንባባ ቢንያም ዝእርሞ፡ሞያዊ ዓቅሞም ካብ ደበሳይ ጀሚርካ ክሳብ ታሕቲ ዘለዉ፡ህዝቢ ዝምስክረሎም እዩ። ብሉጻት እዮም።እቲ ከዛርብ ዝግብኦ ግን ሰብኣዊ ሕልንኦም ሸይጦም ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ዓጢቆም፡ ንሕስረት ህዝቢ ኤርትራ ዘጋድዱ ምኮኖም እዩ። ብምልኦም ካብ ህጻነይ ጀሚረ እፈልጦም እየ። መንግስቲ'ውን ከርብሕዎ ከምዝክእሉ ኣሚኑ'ዩ ኣብ ከምዚ ስራሕ ኣዋፊርዎም። ግን ክወግሕ'ዩ! ክሕተቱ እዮም።

    ተወሳኺ ኣብዝቀረባ እዋን መደብ"ሽንግርዋ" 'ውን ኣብ ምሉእ ኣመሪካ፡ኣውሮጳ ክጅምርዎ ኣብ ምድላው ኣለዉ። እቲ ዕላማ ካብቲ ተጀሚሩ ዘሎ ናይ "ይኣክል" ጉዕዞ ንምድስካል እዩ። ኣስተውዕል መንእሰይ ኣብ ፈይስቡክ ዘለዉ ኩሎም ብስም ስነ-ጥበብ ዝፍለጡ ካብ ኣስመራ ክጽሕፉ ዝውዕሉ፡ ሓይልካ ንምብታንን ንምድኻምን ተወዲቦም ዝዓዩ ልኡኻት እዮም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *